🎓 ሓጸርቲ ቃላት ትግርኛ

ምስ ስእልታት!

ዓባየይ ደዊላ።
🧸

ቃላት ኣብ ቅኑዕ መስርዕ ኣቐምጥ።

ደዊላ
ዓባየይ
እዚ ሰብኣይ ይሰርሕ ኣሎ።
🧸

ቃላት ኣብ ቅኑዕ መስርዕ ኣቐምጥ።

ኣሎ
ሰብኣይ
ይሰርሕ
እዚ
ዓይኑ ሓቢጡ።
🧸

ቃላት ኣብ ቅኑዕ መስርዕ ኣቐምጥ!

ሓቢጡ
ዓይኑ
ስኑ ጎሪፉ።
🧸

ቃላት ኣብ ቅኑዕ መስርዕ ኣቐምጥ!

ጎሪፉ
ስኑ
ተንብብ ኣላ።
🧸

ቃላት ኣብ ቅኑዕ መስርዕ ኣቐምጥ!

ኣላ
ተንብብ
ይምሽጥ ኣሎ።
🧸

ቃላት ኣብ ቅኑዕ መስርዕ ኣቐምጥ!

ኣሎ
ይምሽጥ
ዕዮ ገዛ ስራሕ።
🧸

ቃላት ኣብ ቅኑዕ መስርዕ ኣቐምጥ!

ስራሕ
ዕዮ
ገዛ
መጻወቲኻ ኣለዓዕሎ።
🧸

ቃላት ኣብ ቅኑዕ መስርዕ ኣቐምጥ!

ኣለዓዕሎ
መጻወቲኻ
ስንኻ ጎጽጉጾ።
🧸

ቃላት ኣብ ቅኑዕ መስርዕ ኣቐምጥ!

ጎጽጉጾ
ስንኻ
በጃኻ ደቅስ።
🧸

ቃላት ኣብ ቅኑዕ መስርዕ ኣቐምጥ!

በጃኻ
ደቅስ
ጾሎት ግበር።
🧸

ቃላት ኣብ ቅኑዕ መስርዕ ኣቐምጥ!

ግበር
ጾሎት
ብሩኽ ለይቲ።
🧸

ቃላት ኣብ ቅኑዕ መስርዕ ኣቐምጥ!

ለይቲ
ብሩኽ
ትበልዕ ኣላ።
🧸

ቃላት ኣብ ቅኑዕ መስርዕ ኣቐምጥ!

ኣላ
ትበልዕ
ትሕንብስ ኣላ።
🧸

ቃላት ኣብ ቅኑዕ መስርዕ ኣቐምጥ!

ኣላ
ትሕንብስ
ትጽሕፍ ኣላ።
🧸

ቃላት ኣብ ቅኑዕ መስርዕ ኣቐምጥ!

ኣላ
ትጽሕፍ
ይሰቲ ኣሎ።
🧸

ቃላት ኣብ ቅኑዕ መስርዕ ኣቐምጥ!

ኣሎ
ይሰቲ
ደቂሱ ኣሎ።
🧸

ቃላት ኣብ ቅኑዕ መስርዕ ኣቐምጥ!

ኣሎ
ደቂሱ
ይውልውል ኣሎ።
🧸

ቃላት ኣብ ቅኑዕ መስርዕ ኣቐምጥ!

ኣሎ
ይውልውል

🎉 የቐንየለይ 🎈

ነዞም ዝተማሃርኩሞም ቃላት

🧸

ኣብ ማዓልታዊ ንጥፈታትኩም ተጠቐምሎም!